Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convertir en PDF
  • Liste de lecture
  • Abrégé
  • Livre audio
  • Chercher
  • Télécharger
  • myzon
  • S'identifier
  • registre
English  አማርኛ  Français  العربية
Livre du jour

ቋንቋ ትግርኛ ን 2ይ ክፍሊ.pdf


  • word cloud

ቋንቋ ትግርኛ ን 2ይ ክፍሊ.pdf
  • Extraction Summary

ሱዳን ቀይሕ ባሕሪ ኣኳ ዴሴታት ቢዳውየት ትግርኛ ናራ ሳሆ ኩናማ ዓፋር ቢሊን ራሻይዳ ትግረ ዓፋር እዚ ዑስማን ኢዩ። ኣብቲ ምድረበዳ ዝኣክል ሳዕርን ማይን ኣይርከብን ኢዩ። ኣዛምድ ሀ ለ ተ ምኽሻን ሀ ቦታ ምቕያር ምውጣሕ ለ ስኒት በከበበው ምግዓዝ ሐ ጸብሒ ምድላው መ ምደያብ ይ ንባብ ክራማት ቀሪቡ ኢዩ። ዮሴፍ ሕጂ እዋን ማሕረስ ኢዩ። ሕራይ ኣቦ ከመይ ጌርካ ሓዊ ከምዝእጐድ ኣይፈልጥን ኢዩ። ብድሕርዚ ገለ እንቂምዥሖ ምስ ሓርጭ ሓዊሶም ኣብቲ ዝፈለሐ ማይ ኣእተዉዎ። ንባብ ሰሚራን ሳልሕን ነዲኦም እለይልናባ ኢሎም እንተጠርዑ ከኣ ኣዲኦም ንእሽቶ እያ ኣይርደኣን ኢዩ። ከምቲ ዝሓሰብዎ ከኣ ገበሩ። ነዞም ሕቶታት መልሱ ሳልሕን ሰሚራን ስለምንታይ በታ ንእሽቶ ሓውቶም ይጽገሙ ነይሮም ንሳ ስለምንታይ ደው ክትብል ኣይትክእልን ነይራ ስለምንታይከ ክትሕንገር ትደሊ ነይራ ኣብ መወዳእታ ብከመይ ነቲ ጸገም ቲሖሞ ነዞም ዝስዕቡ ቃላት ትርጉም ርከቡሎም ድጅድሯሣከውሁ ሕያዎት ቀልባዕባዕ ምምዕራግ ትርኢቱ ምግዳል ሰናእናእ ምዝዋር መደብ ምዕራፍ ንህቢ ቃላት ሰራሕተኛ መንገብገብ ምጸ ጽገ ሕንዚ ንባብ ንህቢ ንፉዕ ሰራሕተኛ ኢዩ። መኮነን ግን ። እቲ ዘስተኹዋ ከኣ ነቲ መንፋሕቲ ዘዝልቕ ኢዩ። ንሳ ኣከዳድና ኣመሻሽሸጣ ኣዘራርባ መምህራ ደስ ኢዩ ዝብላ። መምህር ሚርያም ኩሉ ግዜ ፍሽክታ ኣይፍለያን ኢዩ። ጽውጽዋይ ክነግራና ከለዋ እናሰሓቓ ንዓና ከኣ የስሕቓና። ንሰን ኣዚየን እየን ዝፈትዋና ንሕና ከኣ ንፈትወን። በርሀ እቲ ዝነኣሰ ወዳ ኢዩ። ለምለም ከምዘይትርእዮ ከኣ ኣረጋገጸ። ጸጸር ከምዘለዎከክ ትፈልጡዶ ኣበላልዑኡ ዘይፈልጥ ክህሉ ይኽእል ኢዩ። ቅንዕናን ሓቅን ፍቶ ሕልፊ ኣሕዋትካ ከኣ ኣይትድለ። ኣራንሺ ፍረ ኢዩ። ክልቲኦም ከኣ ተባኣሱ።

  • Cosine Similarity

እዚ ከኣ ዓብዱ ሓዋ ኢዩ። ኣብ ግዜ ሓጋይ ከኣ ናብ ካልእ ቦታ ይግዕዙ። ኣብ ግዜ ሓጋይ ኣብ ሓንቲ ቤትትምህርቲ ኣብ ግዜ ክረምቲ ከኣ ናብ ካልእ ቤትትምህርቲ ይከኸዱ። እዚ ከኣ ኢብራሂም ሓዋ ኢዩ። እዚ ከኣ ዮሴፍ ሓዋ ኢዩ። እዚ ዳውድ ኢዩ እዚኣ ከኣ ከልቱማ ሓውቱ ኢያ። ነዞም ሕቶታት መልሱ ጩኤሎኤኡጮጅ ጆንን ኣይባን እንታይ ክፍሊ ኢዮም ዝዛረብዎ ቋንቋ እንታይ ኢዩ ህዝቢ ኩናማ ኣበይ ይነብሩ ስለምንታይ ኢዮም ጆንን ኣይባን ክዛረቡ ከለዉ ዝደርፉ ዘለዉ ዝጥዕሙ ኣይባ እንታይ ኣላታ ኣብ ምንታይከ ተቐምጣ ነዞም ዝስዕቡ ቃላት ኣብ ባዶ ቦታ ኣእትዉዎም ሰኪዐት መሰታ ምውጣሕሳላጐል ዝሑል ኣይባ ነታ መጻወቲታ ኣብ ትስከማ። እቲ ማይ ከኣ ንላዕሊ ሓፍ በለ። ነዞም ሕቶታት መልሱ እቲ ራዛ ኣብ ምንታይ ይሰፍር ነይሩ እቲ ራዛ እንታይ ኩይኑ ነይሩ ኣብ መወዳእታ እቲ ራዛ እንታይ ረቪቡ ስለምንታይ ነቲ ኣብታ ጥርሙስ ዝነበረ ማይ ቀልጢፉ ክሰትዮ ኣይከኣለን ኣብ መወዳእታ እቲ ራዛ ከመይ ገይሩ ማይ ክሰቲ ኪኢሉ ክልተ ኣዕሩኽ ቃላት ድቢ ሓኩሩ ሃለዋት ምዕዛብ ሕሹቼኽክ ምጥላም በደል ምፐዓዝ ። ከምዚ ከኣ በሎ። ነዞም ሕቶታት መልሱ እቶም ቁልዑ ቢዳውየት ናበይ ኢዮም ዝቪሩ እንታይ ኢዮም ከቕርቡ እቶም ወለዶም እንታይ ሓጊዞሞም ኣዳራት እንታይ ክትገብር ኢያ ንባብ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኩናማ እቶም ተማሃር ንመዓልቲ ናጽነት ዝከውን መደባት ክለማመዱ ኣብ ሓያል ስራሕ ተጸሚዶም ኣለዉ። ነዞም ሕቶታት መልሱ ኣብ መዓልቲ ናጽነት እቶም ቁልዑ ኩናማ እንታይ ክገብሩ ኢዮም ነታ ባንዴራ መን ኢዩ ክሕዛ ነፍሲወከፍ ቁልዓ እንታይ ክነግር ኢዩ ንባረንቱ ሰዓት ክንደይ ክብገሱ ኢዮም ንባብ ጉንቦት ንጉሆ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ቀጽሪቲ ዓቢ ቤት ትምህርቲ ይ ደርጃ ኣብ ባረንቱ በጺሐን። ኣዚዩ ከኣ ጽቡቕ ነይሩ። እቲ ንፋስ ኣዚዩ ዝሑል ኢዩ ነይሩ። ነዞም ሕቶታት መልሱ እቲ ኣቦ ነታ ጃልባ ከመይ ገይሩ ይዝውራ ነይሩ ፋጥማ ኩሉ ግዜ ድያ ምስ ኣቦኣ ትኸይድ ነይራ ኩነታት ናይቲ ባሕሪ ከመይ ነይሩ እቲ ኣቦ ስለምንታይ ኣብቲ ጸግዒ ናይታ ጃልባ ተጋዲሙ ኣብዚ ግዜዚ ወርሕን ከዋክብትን ወጺኦም ስለዝነበሩ ፋጥማ ኣቦኣ ነቲ ሰኪዐት ናብቲ ማይ ክውርውሮ ከሎ ክትርእዮ ትክእል ኢያ። እቲ ሓደ ጫፍ ከኣ ናብ ውሽጢቲ ማይ ይኣቱ። ነዞም ሕቶታት መልሱ ሓረስቶት ስለምንታይ ይጽሀዩ ኣዕዋፍ መዓስ ናብቲ ግራት ይመጽኣ እቲ ኣቦ ደቁ እንታይ ክገብሩ ሓቲትዎም ነዞም ዝስዕቡ ቃላት ኣብ ባዶ ቦታ ምልእዎም ወንጭፍ ሰላዕላዕ ዝናብ ኣዕዋፍ እዘን ኣብ ግራትና ይዝንብያ ኣለዋ። ሕቶታት እቲ ኣቦ ስለምንታይ ጉፐህዩ ነይሩ እቲ መሸላ እንታይ ይደሊ ነይሩ ነቲ ኣቦ እንታይ ኣሐጉፐስዎ እቲ መሸላ ስለምንታይ ከም ብሓድሽ ለሚዑ ሙ ፎኃ ኩ ። መሸጀላና ከኣ እዋን ምጉጐናእ በጺሑ ኢዩ በለ እቲ ኣቦ። ነዞም ሕቶታት መልሱ እታ ስድራቤት ስለምንታይ እኹል ምህርቲ ረቪባ እታ ስድራቤት ስለምንታይ ተሓጉጐሳ እቲ ኣቦ ንደቁ እንታይ ኢሉዎም እታ ኣደሽ ብወገና እንታይ ኢላቶም ነዞም ዝስዕቡ ቃላት ትርጉም ረቪኪብኩም ናብ ምሉእ ሓሳብ ኣእትውዎም ምጉጐናእ ጐርዲ ህርኩት ቡቕቡቕ ምዝባጥ ምህርቲ መኬቤዳ ምክዛን ምዝራው ማይ ቀውዒ ምዕራፍ ዕላሉ ጎብየ ንባብ ኣብ ሓደ ሩባ ናይ ሓደ ዓዲ ሓንቲ ኣዚያ ዕላል እትፈቱ ምስ ሰብ ዕላል ዝለመደት ጎብየ ነበረት። ምዕራፍ መጐዓዝያ ንባብ ቃላት መጽዓኛ ተማሃሮ መጐዓዝያ እንታይ ኢዩ መምህር መጉዓዝያ ከምቲ እቲ ቃል ዘስምያዖ ምግዕዓዝ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ምንቅስቓስ ማለት ኢዩ። ነዞም ሕቶታት መልሱ ሰብ ስለምንታይ እንስሳታት ኣላሚዱ እቶም ንመጽዓኛ ዘላመዶም እንስሳታት እንታይ እንታይ ኢዮም ድሕሪ መጽዓኛ ናብ ምንታይ ሰጊሩ ንባብ ተማሃሮ ሕጂ ከኣ እቶም እንስሳታት ኢዮም ዝጐቱ ዘለዉ ኣይደኽሙን ዲዮም መምህር እቶም እንስሳታት ሕጂውን ይደክሙ ኢዮም። ነዞም ሕቶታት መልሱ ኣብ ሃገርና ሓራምዝ ኣበይ ይረከቡ ዓቢ ሓርማዝ እንታይ እናበለ ይፍክር ነይሩ ፈራዲ ኖይቲ ውድድር መን ነበረ ንባብ እንበሳ ብዓውታ ንእሽቶ ሓርማዝ ተዓዊቱ ሕጂ ኸኣ ውድድር ምጭንጓዕ ማይ ኢዩ። ዓቢ ሓርማዝ ሕጂ እቲ ዝበለጸ ቀላይ ኢዩ ኢሉ ስለ ዝሓሰበ ቅድም ኣነ እየ ዝመርጽ ቀላይ ከኣ መሪጸ ኣለኹ በለ። ነዞም ሕቶታት መልሱ ዓቢሓርማዝ ማይ ካብ ምንታይ ጨንፐዑ ማይ ወሓዚ ከመይ ዝበለ ኢዩ ንእሽቶ ሓርማዝ እንታይ ጥበብ ተበላሓተ ኣብ ኩሉ ውድድር መን ተዓዊቱ ድጅድሯሣከውሁ ንባብ ዝብእን መፍለስን ሓደ መዓልቲ ዝብእን መፍለስን ኣብ መገዲ ተራኸቡ። ኣብ ባሕሪ ሓጋይ እንተኩይኑ ከኣ ኣብ ዓዲ ማይ ምስ ዘነበ ናብ ዓዲ ይምለሱ። እዚ ከኣ ካብ ኣባሓጎታቶም ዝጸንሐ ኢዩ። መላመዲ ነዞም ሕቶታት መልሱ ዓብዱ እንታይ ኩይኑ ኢዩ ተጨኒቁ ኣቦ ዓብዱ ነታ ብተይ ክህቦ ከሎ እንታይ ኢልዎ ዓብዱ ምራኹ ምስ ሓመመት እንታይ ኢሉ ኣቡኡክ እንታይ ኢልዎ ኣብ መወዳእታ እታ ምራኽ ብከመይ ሓውያ ነዞም ዝስዕቡ ክፉታት ቦታታት ምልእዎም። ነዞም ሕቶታት መልሱ እቶም ስድራ ስለምንታይ ተገሪሞም ኣሞራ ኢዩ ሃሪምዎ ዝበለ መን ነይሩ ማንቲግ ክራማ ንምንታይ የገልግል መላመዲ ነዞም ዛንታ ኣሕጺርኩም ድገምዋ ማንቲለ ወይ ኣዕዋፍጨራሩ ቀቲሉ ዝፈልጥ መን ኣሎ እቲ ቼልዓ ማንቲለ ክሃርም ከሎ እንታይ እዋን ነይሩ እታ ማንቲለ ኣበይ ነይራ ነታ ማንቲለ ምስ ሃረማ እንታይ ተሰሚዕዎ በዞም ዝስዕቡቃላት ምሉእት ሓሳባት ስርሑ ዝናብ ጽገ ዱር ኦሞ ሕዛእቲ ምዕራፍ ጸወታት ጐጅለ ሙዚቃ ንባብ እቶም ቁልዑ ደቪቢሞም ኢዮም ነይሮም። ክልተ እንተኾኮይነን ነቲ ገመድ በቲ ሓደ ጫፉ ኣብ ገረብ ኣሲረን በቲ ሓደ ከኣ እታ ሓንቲ ትሕዞ። ነዞም ሕቶታት መልሱ ዳዲኤልን ሚርያምን እንታይ ተበሃሂሎም እቲ ዝሰኣልዎ ስእሊ ከመይ ነይሩ ዳኒኤል ነቲ ስእሊ እንታይ ወሲኽሉ ኽዘይካቲ ስእሊ ካልእ እንታይ ወሲዶምሎም እቲ ኣባሓጎኦም እንታይ ኢልዎም ንባብ እቲ ዘይሕጉስ ንእሽቶ ቁልዓ ስሉስ ሓደ ዘይሕጉስ ንእሽቶ ቁልዓ ኢዩ። ምክንያቱ ከኣ ኣዚዩ ዝሑል ኢዩ። ሓደ ሓደ ግዜ ከኣ ናብ ጭቃ ተውድቐሎም። ንህቢ ኣርባዓን ክልተን መዓልቲ ጥራይ ኢዩ ዝነብር ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት መልሱ ንህቢ ኣብ ምንታይ ይነብር ንህቢ ድሕሪ ክንደይ መዓልቲ ይነፍር ዕድመ ንህቢ ክንደይ ኢዩ ስለምንታይ ኢዩ ንህቢ ንፉዕ ሰራሕተኛ ዝበሃል ቀንዲ ጸላኢ ንህቢ መን ኢዩ ሓንቲ ንስሪ ካብ ባሕሪ ርሕቕ ኢላ ኣብ ሓደ ገረብ ሰፈራ ሰረሐት። እቲ ሰፈራ ኣብ ጥቓ መገዲ ኢዩ ነይሩ። ነዞም ሕቶታት መልሱ እቲ ሓረስታይ መን ይብሃል ነበረ ኣብ ማእከል እታ ግራት እንታይ ነበረ ነቲ ደንጎላ ዘርኢት ሓፍ ከብሎ ኣይከኣለን ስለምንታይ ኣብ መወዳእታ ብናይ ክንደይ ሰባት ጻዕሪ ኣልጊሱ ስለምንታይ እቲ ደንጎላ ምስ ኣልገሰ እቲ ዘርኢ ክስፋሕፍሕ ክኢሉ ስለምንታይ ካብዚ ኣርእስቲ እንታይ ትመሃር ቀጺሎም ዘለዉ ቃላት ኣብ ምሉአ ሓሳባት ኣእትውዎም። እቲ መ ግን ኢዩ። ኣብ ከባቢ እተን ኣራንሺ ከኣ ብዙሕ ግዜ ጥውይውይ በለ። ንዓይ ከኣ እዚ ኢዩ ኣፍሪሑኒ ዘሎ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Commentaires:


memezon

Options de téléchargement | Convertir en PDF | Livre du jour

© dirzon | Conditions d'utilisation | Intimité | Sur | Services | Contact